Children's Education Related Information

ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ቆልዑት ትምህርቲ

gallery/ontario

ናይ ኦንታርዮ ህዝባውያን ኣብያተ ትምህርቲ ክሳብ ዕለት 04 ግንቦት ክዕጸዋ ኢየን። ሎሚ ዕለት 31 መጋቢት 2020 መራሒ መንግስቲ ኦንታርዮ ዶግ ፎርድ ከም ዝገለጾ ቤት ትምህርታት ብውሕዱ ክሳብ 04 ግንቦት ኣይክኽፈታን ኢየን። እቲ መራሒ ከም ዝሓበሮ፣ኣድላይ ምስ ዝኸውን እውን እዚ ክናዋሕ ይኽእል ኢዩ።

gallery/tdsb

ተማሃሮ ካብ ርሑቕ ትምህርቲ፣ ማለት ብኢንተርነት ጌሮም ምእንቲ ክማሃሩ ንምሕጋዝ TDSB ዘድልዩ መሳርሒታት፣ ኢንተርነት ጸገም ንዘለዎም ንስድራቤታት፣ መሳርሒታት ኢንተርነት ከለቅሕ ኢዩ። ስለዚ ተወሳኺ ሓበሬታ ካብ ስድራቤታት የድልየና።


ብኽብረትኩም ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፍኩም ነዚ ዝስዕብ ፎርም ኣብዚ ብምጥዋቕ Device and Internet Availability Form ምልእዎ።